ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን ማሕበር።
ጥዑም ዜና
ከም ዝፍለጥ ትማል ሓሙስ ብዝነበረ ሓያል ንፋስ በረራ ናይ ኣቦታትና ተዓናቒፉ እኳ እንተነበረ።
ብረዲኤት እግዚኣብሔር ኣቦታትና ኣማስዮም ብሰላም ናብ ሃገረ Netherlands ኣትዮም ኣለዉ።
ስለዚ ኩሎም ካብ ዓርቢ ክሳብ ሰንበት ኣብ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣልክማርን፡ ኣብ ደብረ ሲና ሃርለምን ተመዲቦም ዝነበሩ መደባት፡ ከም ቀደሞም ኩሎም ክካየዱ ሙኻኖም ከነበስረኩም።